Notice: file_put_contents(): Write of 638 bytes failed with errno=28 No space left on device in /www/wwwroot/muzbon.net/system/url_helper.php on line 265
Abraham Afewerki - Aigodelen | Скачать MP3 бесплатно
Aigodelen

Aigodelen

Abraham Afewerki

Альбом: Kosli Gaba
Длительность: 6:54
Год: 2021
Скачать MP3

Текст песни

ሽሕ ጊዜ እንተነውሐ ካብ ዝፍለይ ካባኺ
ኣይጎደለን ኣይጎደለን ዘፍቅረኪ
ሽሕ ጊዜ እንተነውሐ ካብ ዝፍለይ ካባኺ
ኣየዕረፍኩን ኣየዕረፍኩን ክሃርፈኪ

ፍቕርኺ ኣሚነ ብሃንቀውታ እንዳተጸበኹ
ተስፋ ስንቀይ ይጓዓዝ ኣለኹ
ገና ድማ

ዓዲ እንተረሓቐ ተተፈላለና
ኣብ ማዕሙቕ ስምዒት ብሓንሳብ ኣለና
ሒዝና ሓደ ሓሳብ ሓደ 'ቲ ድሌትና
ሓደ ሓሳብ ሓደ ዕላማና
ፍቕሪ እንከሎ ወይ መን'ዩ ዝፈልየና

ሽሕ ጊዜ እንተነውሐ ካብ ዝፍለይ ካባኺ
ኣይጎደለን ኣይጎደለን ዝሃርፍኪ
ሽሕ ጊዜ እንተነውሐ ካብ ዝፍለይ ካባኺ
ኣየዕረፍኩን ኣየዕረፍኩን ክሃርፈኪ

ሰብ ሓደ ኮኾብ ብዘይ ድምጺ ተረዳዲእና
ዋሕስና ፍቕሪ ብዘይ ጽሑፍ ውዕል ኣቲና
ክንሳነ ከይንፈላለ ወላ ስደት ተኾነ
'ቲ ፍቕርና ድሌትና ክቕጽል'የ

ዓዲ እንተረሓቐ ተተፈላለና
ኣብ ማዕሙቕ ስምዒት ብሓንሳብ ኣለና
ሒዝና ሓደ ሓሳብ ሓደ 'ቲ ድሌትና
ሓደ ሓሳብ ሓደ ዕላማና
ፍቕሪ እንከሎ ወይ መን'ዩ ዝፈልየና

ሽሕ ጊዜ እንተነውሐ ካብ ዝፍለይ ካባኺ
ኣይጎደለን ኣይጎደለን ዘፍቅረኪ
ሽሕ ጊዜ እንተነውሐ ካብ ዝፍለይ ካባኺ
ኣየዕረፍኩን ኣየዕረፍኩን ክዝክረኪ

መርዛም ፍቕርኺ ነዚሕክዮ ናብ ስምዒተይ
ቅርጺ መልክዕኪ ሰፊሩ ኣብ ሰራውር የዒንተይ
ክሰምየኪ ክዝክረኪ ኣላትኒ ክብለኪ
ኣየዕረፍኩን ክሃርፈኪ

ዓዲ እንተረሓቐ ተተፈላለና
ኣብ ማዕሙቕ ስምዒት ብሓንሳብ ኣለና
ሒዝና ሓደ ሓሳብ ሓደ 'ቲ ድሌትና
ሓደ ሓሳብ ሓደ ዕላማና
ፍቕሪ እንከሎ ወይ መን'ዩ ዝፈልየና

ዓዲ እንተረሓቐ ተተፈላለና
ኣብ ማዕሙቕ ስምዒት ብሓንሳብ ኣለና
ሒዝና ሓደ ሓሳብ ሓደ 'ቲ ድሌትና
ሓደ ሓሳብ ሓደ ዕላማና
ፍቕሪ እንከሎ ወይ መን'ዩ ዝፈልየና

'ቲ ወናኒ ፍቕርኺ ነዚሕኪ ኣብ ስምዒተይ
ግሩም ቅርጺ መልክዕኪ ኣብ ሰራውር ኣዒንተይ
ወትሩ ክዝክረኪ ክሰምየኪ ኢለ ናተይ
ኣንቲ ፍቕሪ ዝኣመላ ናይ ስምዒት ጽላለይ
ጽጋብ ልበይ መዕቆቢት ወትሩ እንኮ ትሓልየለይ
ደይ ቦታ'ዩ ዝፈልየና ጸላኢና እፈላለ
ፍቕርና'ስ ወሲኹ እምበር ካብ ቀደም ነይጎደለ

እቲ ጊዜ ዘየህስሶ ድምቀት ዘይቅይር ሕብሪ
መገሻ ዘየፍኩሶ ቦታ ዘይፈሊ ፍቕሪ
ብዝሒ ቃላት ዘይገልጾ ባዕሉ ዝጭድር ክብሪ
'ቲ ናብራ ዘይትንክፎ ረብሓ ዘይፈልጥ ፍቕሪ
እቲ ዘመን ዘይጸልዎ ንዘልኣለም ነባሪ
ንዘልኣለም ነባሪ