Aygodelen

Aygodelen

Abraham Afewerki

Альбом: Hadera
Длительность: 5:57
Год: 2021
Скачать MP3

Текст песни

ሽሕ ግዜ እንተ ነውሐ
ካብ ዝፍለይ ካበኺ
ኣይጎደለን ኣይጎደለን
ዘፍቅረኪ

ሽሕ ግዜ እንተ ነውሐ
ካብ ዝፍለ ካበኺ
ኣየዕረፍኩን ኣየዕረፍኩን
ክሃርፈኪ

ፍቅርኺ ኣሚነ
ብሃንቀውታ እንዳ ተጸበኹ
ተስፋ ስንቀይ ይጉዓዝ ኣለኹ
ጌና ድማ

ዓዲ እንተ ረሓቐ
ተተፋላለና
ኣብ መዓሙቅ ስምዒት
ብሓንሳብ ኣለና
ሒዝና ሓደ ሓሳብ
ሓደ'ቲ ድሌትና
ሓደ ሓሳብ ሓደ ዕላማና
ፍቕሪ እንከሎ ወይ መን'ዩ ዝፈልየና

ሽሕ ግዜ እንተ ነውሐ
ካብ ዝፍለይ ካበኺ
ኣይጎደለን ኣይጎደለንን
ዝሃርፈኪ

ሽሕ ግዜ እንተ ነውሐ
ካብ ዝፍለ'ይ ካበኺ
ኣየዕረፍኩን ኣየዕረፍኩን
ክሃርፈኪ

ሰብ ሓደ ኮኾብ
ብዘይ ድምጺ ተረዳዲእና
ዋሕስ'ና ፍቅሪ
ብዘይ ጽሑፍ ውዕል ኣቲና
ክንሳነ ከይንፋላለ
ዋላ ስደት ተኾነ
ቲ ፍቕርና ድሌትናን ክቅጽልየ

ዓዲ እንተ ረሓቐ
ተተፋላለና
ኣብ ማዕሙቅ ስምዒት
ብሓንሳ ኣለና
ሒዝና ሓደ ሓሳብ
ሓደ'ቲ ድሌትና
ሓደ ሓሳብ ሓደ ዕላማና
ፍቕሪ እንከሎ ወይ መን'ዩ ዝፈልየና

ሽሕ ግዜ እንተ ነውሐ
ካብ ዝፍለይ ካበኺ
ኣይጎደለን ኣይጎደለን
ዘፍቅረኪ

ሽሕ ግዜ እንተ ነውሐ
ካብ ዝፍለይ ካበኺ
ኣየዕረፍኩን ኣየዕረፍኩን
ክዝክረኪ

መርዛም ፍቕርኺ
ነዚሕኪዮ ናብ ስምዒተይ
ቅርጺ መልክዕኪ
ሰፊሩ ኣብ ሰራዉር የዒንተይ
ክሰምየኪ ክዝክረኪ ኣላትኒ ክብለኪ
ኣየዕረፍኩን
ክሃርፈኪ

ዓዲ እንተ ረሓቐ
ተተፋላለና
ኣብ ማዕሙቅ ስምዒት
ብሓንሳብ ኣለና
ሒዝና ሓደ ሓሳብ
ሓደ'ቲ ድሌትና
ሓደ ሓሳብ ሓደ ዕላማና
ፍቕሪ እንከሎ ወይ መን'ዩ ዝፈልየና

ዓዲ እንተ ረሓቐ
ተተፋላለና
ኣብ ማዕሙቅ ስምዒት
ብሓንሳ ኣለና
ሒዝና ሓደ ሓሳብ
ሓደ'ቲ ድሌትና
ሓደ ሓሳብ ሓደ ዕላማና
ፍቕሪ እንከሎ ወይ መን'ዩ ዝፈልየና

ት'ወናኒ ፍቅርኺ
ነዚሕኪ ኣብ ስምዒተይ
ግሩም ቅርጺ መልክዕኪ
ኣብ ሰራውር አዒንተይ
ወትሩ ክዝክረኪ
ክሰምይርኪ ኢለ ናተይ
ኣንቲ ፍቕሪ ዝኣመላ
ናይ ስምዒት ጽላለይ

ስላ ልበይ መዕቆቢት
ወትሩ እንክትሓልየለይ
ደይቦታ ዩ ዝፈልየና
ጸላኢና ይፈላለ
ፍቅርናስ ወሲኹ እምበር
ካብ ቀደም ዘይጎደለ
ቲ ግዜ ዘየህስሶ
ድምቀት ዘይቅይር ሕብሪ

መገሻ ዘየፍኩሶ
ቦታ ዘይፈሊ ፍቕሪ
ብዝሒ ቃላት ዘይገልጾ
ባዕሉ ዝጭድር ግብሪ
ቲ ናብራ ዘይትንክፎ
ረብሓ ዘይፈልጥ ፍቕሪ
እቲ ዘመን ዘይጸልዎ
ንዘልኣለም ነባሪ
ንዘልኣለም ነባሪ