Notice: file_put_contents(): Write of 630 bytes failed with errno=28 No space left on device in /www/wwwroot/muzbon.net/system/url_helper.php on line 265
Amanuel Yemane - Nigerewa | Скачать MP3 бесплатно
Nigerewa

Nigerewa

Amanuel Yemane

Альбом: Nigerewa
Длительность: 4:28
Год: 2022
Скачать MP3

Текст песни

ንገሩለየ ሓደራ ክዓብድ ኢሉ በልዋ
ልቢ ግበሪ በልዋ
ዘይሓልፍ ዶ መሲልዋ
ኣንታ ንገርዋ
ንገርዋየ ሓደራ
ክዓብድ ኢሉ በልዋ

ፍቕራ ሓያል ዩ ጉዳም
እንዳ ሓደረ ዘሐምም
ከመይ ዳነይ ዝኾኖ
ለሚደ ፍቕራ ትዘይምኖየ
ክነግረኪዶየ
ክነግረኪዶየ
ኣብ ልበይ ዘሎስ
ከፍልጠኪዶ
ፍሊይቲ ፍጥረት ያ
ኣልቦ ጎዶሎየ
ሓሚመላ ብኡነት
ታየ ዝኾኖ

ኣማን ብኣማን ወረጃ
ታ ልበይ ምስኺ ከይዳ
እወ

ፍቕራ ሓያል ዩ ጉዳም
እንዳ ሓደረ ዘሐምም
ከመይ ዳነይ ዝኾኖ
ለሚደ ፍቕራ ትዘይምኖ ዬ
ክነግረኪዶየ
ከውግዐኪዶየ
ኣብ ልበይ ዘሎስ
ከፍልጠኪዶ
ፍሊይቲ ፍጥረት ያ
ኣልቦ ጎዶሎየ
ሓሚመላ ብኡነት
'ታየ ዝኾኖ
ሓፍተይ ከማክስ መንሞ
ብኣኪስ መን ዘይገረሞ

ንገርዋ ለሙኑዋየ
መን ኣለኒ ብዘይንሳየ
ለምንዋ ለምንዋ
ኣብታ ቅድመይ ሑልው እና በለት
ኣታ ሎምስ ዛልበይ ከደት
ኣታ ሎምስ ዛልበይ ከደት

ኑገሩለየ ሓደራ
ኣነ ከመይ ከም ዘፍቕራ
ወዝቢ ጠሚትካ ትፍቶ
ኩለንተናይ ወሰደቶ

ንገርዋየ
ንገርዋ
ንገርዋየ
ንገርዋ

ኑገሩለየ ሓደራ
ኣነ ከመይ ከም ዘፍቕራ
ኑገሩለየ ሓደራ
ኣነ ከመይ ከም ዘፍቕራ
ንገርዋየ
ንገርዋ
ንገርዋየ
ንገርዋ

ንገርዋ ለሙኑዋየ
መን ኣለኒ ብዘይንሳየ
ለምንዋ ለምንዋ
ኣብታ ቅድመይ ሑልው እና በለት
ኣታ ሎምስ ዛልበይ ከደት
ኣታ ሎምስ ዛልበይ ከደት

ኑገሩለየ ሓደራ
ኣነ ከመይ ከም ዘፍቕራ
ወዝቢ ጠሚትካ ትፍቶ
ኩለንተናይ ወሰደቶ
ንገርዋየ
ንገርዋ
ንገርዋየ
ንገርዋ