Tinafiqi Do
Fitsum Zemichael
6:31ዘገምታዊ ጉዕዞ ሰለይ እንዳበለ እዚ ሰራም ፍቕሪ ኣምጺእለይ ገለ ዘገምታዊ ጉዕዞ ሰለይ እንዳበለ እዚ ሰራም ፍቕሪ ኣምጺእለይ ገለ ኣይፈለጥኩን ተዳህሊለ ተደርቢሸ ኣነ ኣሞረ ዝሓድሮ ዘለኹ ዋይ ኣነ ዘገምታዊ ጉዕዞ ሰለይ እንዳበለ እዚ ሰራም ፍቕሪ ኣምጺእለይ ገለ ዘገምታዊ ጉዕዞ ሰለይ እንዳበለ እዚ ሰራም ፍቕሪ ኣምጺእለይ ገለ ኣይፈለጥኩን ተዳህሊለ ተደርቢሸ ኣነ ኣሞረ ዝሓድሮ ዘለኹ ዋይ ኣነ ትምክሕተኛ ኔረ መን ከማይ በሃሊ ስዕረት ዘይሙዕጋ ክንብርከኽ ዘይደሊ ወትሩ ተፈቃሪ ዕቡይ ተደላያይ ዝፈቱ ዘይኮነስ ተፈትየ በሃላይ ኣጉል ሕማቕ ባህሪ ኣመና ትዕቢት ምስጢር ናይ ሰብ ኮንኩ ኣይ ላዕሊ ናይ ታሕቲ መስጣ'ቲ ብድዐ ጎልጎል ኣትሪፉኒ ተረፍ ስብእነተይ ተፈታቲኑኒ ዋይ ፍቕሪ ሓያል ኣምበርኪኽካኒ ፍጹም ተኻኢለ ትሪ ዘይብለይ ዛሕ ኣቢልካኒ እዚ ሰላሕታ ውሽጣዊ ሕማም እንታይ ገዲፉለይ ጌሩለይ እምበር እዋይ ጉዳም እዋይ እዋይ እዋይ ጉዳም (ጌሩለይ) እዋይ ፍቕሪ ማሓባ (ጌሩለይ) ኣንታ 'ዚ ሑብ ኣሞረ (ጌሩለይ) እዚ ሰባብ ሰላሕታ (ጌሩለይ) ጉዳም ዓይኒ ቆላሕታ (ጌሩለይ) ኣ.ሞ.ረ... ዘይሓደገለይ ዘገምታዊ ጉዕዞ ሰለይ እንዳበለ እዚ ሰራም ፍቕሪ ኣምጺእለይ ገለ ዘገምታዊ ጉዕዞ ሰለይ እንዳበለ እዚ ሰራም ፍቕሪ ኣምጺእለይ ገለ ኣይፈለጥኩን ተዳህሊለ ተደርቢሸ ኣነ ኣሞረ ዝሓድሮ ዘለኹ ዋይ ኣነ ለካስ ሓቃቶም'ዮም ኣበው ክምስሉ ኩናት ዘይወዓለ በሊሕ'ዩ እንዳበሉ ተሰቁርኒ'ሎ ኣባይ ምስ በጽሐ ደጊም ኣይምካሕን ለቢመ ጎሪሐ ምንም ዘየላቡ ድቦላ ምኻኑ እዋይ ፍቕሪ ስራይ ኣቤት ምጭካኑ ንሕስያ ዘይብሉ ጻዕዳ ኣይብል ጸሊም ንኹሉ ዘንበርክኽ ፈውሲ ኣልቦ ሕማም ዋይ ፍቕሪ ሓያል ኣምበርኪኽካኒ ፍጹም ተኻኢለ ትሪ ዘይብለይ ዛሕ ኣቢልካኒ እዚ ሰላሕታ ውሽጣዊ ሕማም እንታይ ገዲፉለይ ጌሩለይ እምበር እዋይ ጉዳም እዋይ እዋይ እዋይ ጉዳም (ጌሩለይ) እዋይ ፍቕሪ ማሓባ (ጌሩለይ) ኣንታ 'ዚ ሑብ ኣሞረ (ጌሩለይ) እዚ ሰባብ ሰላሕታ (ጌሩለይ) ጉዳም ዓይኒ ቆላሕታ (ጌሩለይ) ኣ.ሞ.ረ... ዘይሓደገለይ መለይ ተሰቑርኒ'ሎ ኣባይ ምስ በጽሐ ደጊም ኣይምካሕን ኣነስ ሎምስ ጎሪሐ ሎምስ ጎሪሐ ሎምስ ጎሪሐ እምብለይ ሎምስ ጎሪሐ መለይ ተሰቑርኒ'ሎ ኣባይ ምስ በጽሐ ደጊም ኣይምካሕን ኣነስ ሎምስ ጎሪሐ ሎምስ ጎሪሐ ሎምስ ጎሪሐ እምብለይ ሎምስ ጎሪሐ መለይ ተሰቑርኒ'ሎ ኣባይ ምስ በጽሐ ደጊም ኣይምካሕን ኣነስ ሎምስ ጎሪሐ ሎምስ ጎሪሐ ሎምስ ጎሪሐ እምብለይ ሎምስ ጎሪሐ ኣነስ ጎሪሐ ሎምስ ጎሪሐ እምብለይ ሎምስ ጎሪሐ እምብለይ