Notice: file_put_contents(): Write of 631 bytes failed with errno=28 No space left on device in /www/wwwroot/muzbon.net/system/url_helper.php on line 265
Kaleab Teweldemedhin - Wesni | Скачать MP3 бесплатно
Wesni

Wesni

Kaleab Teweldemedhin

Альбом: Wesni
Длительность: 4:42
Год: 2022
Скачать MP3

Текст песни

ንስኺ ኣብ ጽምዋ
ኣነ ኣብ ጽምዋ
ተወር ንዘይብል
ጽኑዕ ናይ ናፍቆት ዓለም
እወ ኣይጥዓመክን
ንዓይ ውን ኣይጥዓመንን
ቋሕ ሰም ኮይኑ በቃ
ክንፋቀርን ክንፋናተትን
ክንፋቀርን ክንፋንተትን
ክንፋቀርን ክንፋንተትን

ጾር ቃንዛ ናፍቆት
ልበይ ዝፈልጦ
ስለ ዘለኽዮ
እንታይ ደልየሉ ሕቶ
ንኸመይ ኣለኺ
ርዱእ'ዩ ቲ'መልሲ
ከምዚ ኸማይ ቀጨውጨው
ምስ ቃልሲ
እዉይውይ ቀጨውጨው'ሲ

ሕልሚ ምርኻብ ክትሰርሕ ክትፍንጥሕ
ዘሰልቹ ሂወት ክትነብር ዓሪቡ ይወግሕ
ኣብ ሸዊት ዕድሜና ምስ ካዕቦ ፍቕሪ
እዚ ግዜ'ስ
እዚ እዋን
ክሓስም ንዓና'ዶ ይፈሊ

ወስኒ ወስኒ ወስኒ
ወስኒ ወስኒ ወስኒ
ኣነ ውን ክውስን

ኣብ በይንኺ'ይምሰልኪ ዓይነይ
ኣብ በይንኺ'ይምሰልኪ ት'ዉነየ
ተሃሲኺ'ለኺ ኣነ ውን ተሃስየ
ኣበይ'ሞ ክንኣቱ ናበይ
ናበይ እዋን ተ'ዘይረድየ

ስጋ ሓስዊ እንዳ ነበርኩ
ብምዉተይ ብምዉተይ
ብምዉተይ ብምዉተይ
ብምዉተይ ኣይውክሎን ሃለዋት
ኣንቲ ዓይነይ ዘይጽወር ግርማኣ
ምስኺ ጥራይ ሂወተይ ጻምኣ
ኣየየይ ጻምኣ

ኣብ በይንኺ'ይምሰልኪ ዓይነይ
ኣብ በይንኺ'ይምሰልኪ ት'ዉነየ
ተሃሲኺ'ለኺ ኣነ ውን ተሃስየ
ኣበይ'ሞ ክንኣቱ ናበይ
ናበይ ናበይ እዋን ተ'ዘይረድየ

ጻማ ዓይነይ ከደት ካብዛ ጎነይ
ካብዛ ጎነይ ከደት ታ'ናይ ልበየ
ካብ ጎነይ ከደት ካብዛ ልበየ
ካብዛ ጎነይ ከደት ታ ናይ ልበየ