Notice: file_put_contents(): Write of 626 bytes failed with errno=28 No space left on device in /www/wwwroot/muzbon.net/system/url_helper.php on line 265
Millen Hailu - Mechiuni | Скачать MP3 бесплатно
Mechiuni

Mechiuni

Millen Hailu

Альбом: Mechiuni
Длительность: 5:17
Год: 2017
Скачать MP3

Текст песни

ኣካይዳኻ ተነይተሉ
ልበይ ልበይ እምነት ኣብቊሉ
ግሩም መልክዕኻ ተሓቢነሉ
ልበይ ልበይ ፍቕሪ ኣዝቢሩ
ሃብሮማይ ዘይምኖ ከምዛ ዓይኒ ማይ

መረዋሕ ድምጽኻ ጥዑም ቃና
ረኻብ ልበይ ብናይ ፍቕሪ ዜማ
ምድረ ገነት ዘይውዳእ ማና
ምሉእ ሽሻይ ናይዛ ነብሰይ ግርማ

መቺኡኒ ኣብ ደረትካ
ተሃራፊ እናሓደርካ

ኣካይዳኻ ተነይተሉ
ልበይ ልበይ እምነት ኣብቊሉ
ግሩም መልክዕኻ ተሓቢነሉ
ልበይ ልበይ ፍቕሪ ኣዝቢሩ
ሃብሮማይ ዘይምኖ ከምዛ ዓይኒ ማይ

ኩሉ'ዩ ዘሎ ምሳኻ
ኩሕላይ መላኺ ፍቕሪ
መቺኡኒ'ሎ ሕቕፎኻ'የ
ፈትየዮ ሂብኒ ኽብሪ

ልዑል ፈጣሪ 'ቲ ዝከኣሎ
ሰሪሑካ 'ንድዩ ብዘይ ጎዶሎ
ኣብ ማንም የለን ምሳኻ ዘሎ
ዓለመይ ሪእየ ጥዒሙኒ'ሎ

ሃብሮማይ ዘይምኖ ከምዛ ዓይኒ ማይ
ሃብሮማይ ዘይምኖ ከምዛ ዓይኒ ማይ

ምሳኻ ምሳኻ የለን ዝጎደለ
ንዓኻ ዝውንን ኣነስ ተዓዲለ
ሓላፋ ኹሉ ርእሲ?????
ንጉስ'ዛ ልበይ ዝምከሓሉ

ኣነ ፈትየዮ ንጉብዝናኻ
ኣነ ፈትየዮ ትልቦናኻ'የ
ኣታ ፈትየዮ ዓለም ፍቕርኻ
እውይ ፈትየዮ ዘሎ ምሳኻ'የ

ኣካይዳኻ ተነይተሉ
ልበይ ልበይ እምነት ኣብቊሉ
ጉሩም መልክዕኻ ተሓቢነሉ
ልበይ ልበይ ፍቕሪ ኣዝቢሩ
ሃብሮማይ ዘይምኖ ከምዛ ዓይኒ ማይ

ምሳኻ ምሳኻ የለን ዝጎደለ
ንዓኻ ዝውንን ኣነስ ተዓዲለ
ሓላፋ ኹሉ ርእሲ?????
ንጉስ'ዛ ልበይ ዝምከሓሉ

ኣነ ፈትየዮ ንጉብዝናኻ
ኣነ ፈትየዮ ንልቦናኻ'የ
ኣታ ፈትየዮ ዓለም ፍቕርኻ
እውይ ፈትየዮ ዘሎ ምሳኻ'የ

ኣካይዳኻ ተነይተሉ
ልበይ ልበይ እምነት ኣብቊሉ
ጉሩም መልክዕኻ ተሓቢነሉ
ልበይ ልበይ ፍቕሪ ኣዝቢሩ
ሃብሮማይ ዘይምኖ ከምዛ ዓይኒ ማይ
ሃብሮማይ ዘይምኖ ከምዛ ዓይኒ ማይ