Notice: file_put_contents(): Write of 618 bytes failed with errno=28 No space left on device in /www/wwwroot/muzbon.net/system/url_helper.php on line 265
Amanuel Yemane - Ghize | Скачать MP3 бесплатно
Ghize

Ghize

Amanuel Yemane

Альбом: Ghize
Длительность: 5:00
Год: 2022
Скачать MP3

Текст песни

ገለን ብማይ ገለን ብሰአን ማይ
'ቲ ከይረብሕ እቲ ንዘይምዕባይ
ኩሉ ኾንቶ ኩሉ ኾይኑ ወዮ
ኩሉ ማዕረ ቦኺሩ ካብ ዕዮ
አየ ግዜ
ገለን ግቡዝ ገለ ኾይኑ ድኑስ
ንረብሓ ሓድሕድ ክንዲ ዝደጋገፍ
ፍቕርን ተስፋን ክንዲ ዝቀባበል
ሑቖን ክብርን ኮይኑ 'ንሆ ነብር
አየ ግዜ
ዓለም ዓለም ዓለም ዛንነብራ
ሓላፍ ዘላፍ ኮይና ጉራምራ
ናብ ፀደፍደፍ ኮይኑ ጉያጉያ
ፅባሕ ጥርሑ ነታ ዝፍለያ
ይጥዓመኒ ኮይኑ ንዓይ ናዓይ
ብርኩታይ ክነፂ ባዕሉ ይፈልጥ ሓወይ
ነብሰ ፍትወት በዚሑ ስስዕቲ
ዛናብራና ኮይና ላዕሊ ታሕቲ
አየ ዝግዜ መን ሰነፈ መን መለኸ
ሓውካ ክላፀ ጭሕምኻ ማይ ልኸ
አየ ዝግዜ መን ሰነፈ መን መለኸ
ሓውካ ክላፀ ጭሕምኻ ማይ ልኸ
ዓለም ዓለም ዓለም ጉያ
ኣይተዳሉን ዓለም ሓላፊትያ
ገለን ብማይ ገለን ብሰአን ማይ
'ቲ ከይረብሕ እቲ ንዘይምዕባይ
ኩሉ ኾንቶ ኩሉ ኾይኑ ወዮ
ኩሉ ማዕረ ቦኺሩ ካብ ዕዮ
አየ ግዜ
ገለን ግቡዝ ገለ ኾይኑ ድኑስ
ንረብሓ ሓድሕድ ክንዲ ዝደጋገፍ
ፍቕርን ተስፋን ክንዲ ዝቀባበል
ሑቖን ክብርን ኮይኑ 'ንሆ ነብር
አየ ግዜ
ዓለም ዓለም ዓለም ዛንነብራ
ሓላፍ ዘላፍ ኮይና ጉራምራ
ናብ ፀደፍደፍ ኮይኑ ጉያጉያ
ፅባሕ ጥርሑ ነታ ዝፍለያ
ይጥዓመኒ ኮይኑ ንዓይ ናዓይ
ብርኩታይ ክነፂ ባዕሉ ይፈልጥ ሓወይ
ነብሰ ፍትወት በዚሑ ስስዕቲ
ዛናብራና ኮይና ላዕሊ ታሕቲ
አየ ዝግዜ መን ሰነፈ መን መለኸ
ሓውካ ክላፀ ጭሕምኻ ማይ ልኸ
አየ ዝግዜ መን ሰነፈ መን መለኸ
ሓውካ ክላፀ ጭሕምኻ ማይ ልኸ
ዓለም ዓለም ዓለም ጉያ
ኣይተዳሉን ዓለም ሓላፊትያ

ገለን ብማይ ገለን ብሰአን ማይ
'ቲ ከይረብሕ እቲ ንዘይምዕባይ
ኩሉ ኾንቶ ኩሉ ኾይኑ ወዮ
ኩሉ ማዕረ ቦኺሩ ካብ ዕዮ
አየ ግዜ
ገለን ግቡዝ ገለ ኾይኑ ድኑስ
ንረብሓ ሓድሕድ ክንዲ ዝደጋገፍ
ፍቕርን ተስፋን ክንዲ ዝቀባበል
ሑቖን ክብርን ኮይኑ 'ንሆ ነብር
አየ ግዜ
ዓለም ዓለም ዓለም ዛንነብራ
ሓላፍ ዘላፍ ኮይና ጉራምራ
ናብ ፀደፍደፍ ኮይኑ ጉያጉያ
ፅባሕ ጥርሑ ነታ ዝፍለያ
ይጥዓመኒ ኮይኑ ንዓይ ናዓይ
ብርኩታይ ክነፂ ባዕሉ ይፈልጥ ሓወይ
ነብሰ ፍትወት በዚሑ ስስዕቲ
ዛናብራና ኮይና ላዕሊ ታሕቲ
አየ ዝግዜ መን ሰነፈ መን መለኸ
ሓውካ ክላፀ ጭሕምኻ ማይ ልኸ
አየ ዝግዜ መን ሰነፈ መን መለኸ
ሓውካ ክላፀ ጭሕምኻ ማይ ልኸ
ዓለም ዓለም ዓለም ጉያ
ኣይተዳሉን ዓለም ሓላፊትያ
ገለን ብማይ ገለን ብሰአን ማይ
'ቲ ከይረብሕ እቲ ንዘይምዕባይ
ኩሉ ኾንቶ ኩሉ ኾይኑ ወዮ
ኩሉ ማዕረ ቦኺሩ ካብ ዕዮ
አየ ግዜ

ገለን ግቡዝ ገለ ኾይኑ ድኑስ
ንረብሓ ሓድሕድ ክንዲ ዝደጋገፍ
ፍቕርን ተስፋን ክንዲ ዝቀባበል
ሑቖን ክብርን ኮይኑ 'ንሆ ነብር
አየ ግዜ
ዓለም ዓለም ዓለም ዛንነብራ
ሓላፍ ዘላፍ ኮይና ጉራምራ
ናብ ፀደፍደፍ ኮይኑ ጉያጉያ
ፅባሕ ጥርሑ ነታ ዝፍለያ
ይጥዓመኒ ኮይኑ ንዓይ ናዓይ
ብርኩታይ ክነፂ ባዕሉ ይፈልጥ ሓወይ
ነብሰ ፍትወት በዚሑ ስስዕቲ
ዛናብራና ኮይና ላዕሊ ታሕቲ
አየ ዝግዜ መን ሰነፈ መን መለኸ
ሓውካ ክላፀ ጭሕምኻ ማይ ልኸ
አየ ዝግዜ መን ሰነፈ መን መለኸ
ሓውካ ክላፀ ጭሕምኻ ማይ ልኸ
ዓለም ዓለም ዓለም ጉያ
ኣይተዳሉን ዓለም ሓላፊትያ