Notice: file_put_contents(): Write of 623 bytes failed with errno=28 No space left on device in /www/wwwroot/muzbon.net/system/url_helper.php on line 265
Andit Okbay - Qeribelki | Скачать MP3 бесплатно
Qeribelki

Qeribelki

Andit Okbay

Альбом: Wegeney
Длительность: 7:22
Год: 2009
Скачать MP3

Текст песни

ሓፍተይ ፍቕርኺ ኾይኑ ሕማመይ
ሕሰቢ ከይኮላለፍ ምንባረይ
በጃኺ ኩንኒ'ባ ቐመም ዕምረይ

ቀሪበልኪ ቀሪበልኪ
ኣፍደገ ሞት በጺሐልኪ
ቀሪበልኪ ቀሪበ'የ
ኣፍደገ ሞት በጺሐ'የ

ሓፍተይ ፍቕርኺ ኾይኑ ሕማመይ
ሕሰቢ ከይኮላለፍ ምንባረይ
በጃኺ ኩንኒ'ባ ቐመም ዕምረይ

ቀሪበልኪ ቀሪበልኪ
ኣፍደገ ሞት በጺሐልኪ
ቀሪበልኪ ቀሪበ'የ
ኣፍደገ ሞት በጺሐ'የ

እቲ ፍቕርኺ ምሒር ከቢዱኒ
ነዋኒዉ ናብ ሞት ኣቕሪቡኒ
ክጸሮ ፈቲነ ተሓሊለ
ሰሪ ናቱ ዘይምሱል መሲለ
ብሩህ ገጸይ ማዳ ተሸፊኑ
ፈናጅል የዒንተይ ቆርቂሩ
መላእ ሰብነተይ ማሲኑ
ሚዛን ፍቕርኺ ኣመና ረዚኑ

ዓይኒ ፍንጃለይ ኮኾብ ሰማይ
ንዒ በጃኺ ኩኒ ኸማይ
ሓያል ፍቕርኺ በርቲዑኒ
ነውኒዉ ነዋኒዉ ንሞት ኣቕሪቡኒ'የ

ሓፍተይ ፍቕርኺ ኾይኑ ሕማመይ
ሕሰቢ ከይኮላለፍ ምንባረይ
በጃኺ ኩንኒ'ባ ቐመም ዕምረይ

ቀሪበልኪ ቀሪበ'የ
ኣፍደገ ሞት በጺሐ'የ
ቀሪበልኪ ቀሪበልኪ
ኣፍደገ ሞት በጺሐልኪ

ሓፍተይ ፍቕርኺ ኾይኑ ሕማመይ
ሕሰቢ ከይኮላለፍ ምንባረይ
በጃኺ ኩንኒ'ባ ቐመም ዕምረይ

ቀሪበልኪ ቀሪበልኪ
ኣፍደገ ሞት በጺሐልኪ
ቀሪበልኪ ቀሪበ'የ
ኣፍደገ ሞት በጺሐ'የ

ኣብራኸይ ሓሊኹ ምስ ሓዘኒ
ኣብ ዝኸዶን ዝገብሮን ጠፊኡኒ
ምስ ሰበይ ከይመክር ጸጊሙኒ
ሸፋፊኑ ኣፈይ ሎኩትኒ'የ
በየን ከም ዝወጾ ገሪሙኒ
ንመን ከም ዝነግሮ ሓርቢቱኒ
ሎሚስ ተሰኒፈ ኣድኪሙኒ
እግባይ ዘይብሉ ፍርዲ ገጢሙኒ

ዓይኒ ፍንጃለይ ኮኾብ ሰማይ
ንዒ በጃኺ ኩኒ ኸማይ
ሓያል ፍቕርኺ በርቲዑኒ
ደፊኡ ደፋፊኡ ንሞት ኣቕሪቡኒ

ዓይኒ ፍንጃለይ ኮኾብ ሰማይ
ንዒ በጃኺ ኩኒ ኸማይ
ሓያል ፍቕርኺ በርቲዑኒ
ደፊኡ ደፋፊኡ ንሞት ኣቕሪቡኒ

ቀሪበልኪ ቀሪበ'የ
ኣፍደገ ሞት በጺሐ'የ
ቀሪበልኪ ቀሪበልኪ
ኣፍደገ ሞት በጺሐልኪ

ቀሪበልኪ ቀሪበ'የ
ኣፍደገ ሞት በጺሐ'የ
ቀሪበልኪ ቀሪበልኪ
ኣፍደገ ሞት በጺሐልኪ

ነዋኒዉ ደፊኡኒ
ንሞት ገጹ ኣቕሪቡኒ
ቀሪበልኪ ቀሪበ'የ
ኣፍደገ ሞት በጺሐ'የ

ነዋኒዉ ደፊኡኒ
ንሞት ገጹ ኣቕሪቡኒ
ቀሪበልኪ ቀሪበ'የ
ኣፍደገ ሞት በጺሐ'የ

ቀሪበልኪ ቀሪበልኪ
ኣፍደገ ሞት በጺሐልኪ
ቀሪበልኪ ቀሪበ'የ
ኣፍደገ ሞት በጺሐ'የ
ቀሪበልኪ ቀሪበልኪ
ኣፍደገ ሞት በጺሐልኪ

ክትገላግልኒ ካብ ፍቕርኺ
ዑቕባ ሓቲተ ናባኺ
እምበር ፍቕርኺስ ኣብዩኒ
ሓላሊኹ እንዶ ሒዙኒ
ነዋኒዉ ደፊእኒ
ኣፍደገ ሞት ኣብጺሕኒ

ቀሪበልኪ ቀሪበ'የ
ኣፍደገ ሞት በጺሐ'የ
ቀሪበልኪ ቀሪበልኪ
ኣፍደገ ሞት በጺሐልኪ

ቀሪበልኪ ቀሪበ'የ
ኣፍደገ ሞት በጺሐ'የ
ቀሪበልኪ ቀሪበልኪ'የ
ኣፍደገ ሞት በጺሐልኪ'የ

ቀሪበልኪ ቀሪበልኪ'የ
ኣፍደገ ሞት በጺሐልኪ
ቀሪበልኪ ቀሪበ'የ