Keminew
Hewan Gebrewold
4:35ሙነይ ሙነይ ውሽጠይ ክነግረካ ቃል የብለይን እንደይ ከምዘፍቅረካ ፍቅርካ እዩ ወሳኒ ሂወተይ ህያብ ጓይታ ሂቡኒ ንበይነይ ንበረለይ ሙነይ ሙነይ ውሽጠይ ክነግረካ ቃል የብለይን እንደይ ከምዘፍቅረካ ፍቅርካ እዩ ወሳኒ ሂወተይ ህያብ ጓይታ ሂቡኒ ንበይነይ ንበረለይ ምንባር ጀሚረ ህዚ አብ አለም እድመይ ሠሢኑ እሳብ ዝግረም ሕልምልም ዝብል ነይሩ ልበዬ ቀሲኑ ህልመይ አታ ሙነይ አብርእሰይ አክሊል ጌርካ አንጊ ስካኒ እደጋ ፍቅሪ እድል ቀኒ ኡኒ ከኢደይ ዘሎ ናይ እንቁ ባሀሪ ዘብርህ ፀላም ኩሉ ሰአሪ ሙነዬ አታ ሙነዬ ሙነዬ አታ ሰባዬ ሰበይ ሰበይ አብዝአልም ሰበይ አለኒ ንዘልአልም የለን የለን አብዝአለም ሰብከማኻ ንዘልአልም ሰበይ ሰበይ አብዝአልም ሰበይ አለኒ ንዘልአልም የለን የለን አብዝአለም ሰብከማኻ ንዘልአልም ሙነይ ሙነይ ውሽጠይ ክነግረካ ቃል የብለይን እንደይ ከምዘፍቅረካ ፍቅርካ እዩ ወሳኒ ሂወተይ ህያብ ጓይታ ሂቡኒ ንበይነይ ንበረለይ ከምዳዕሮ ፅላ ተፀሊ ለካ ፍሉይ መቅረት ዝአደ ለካ ጋህዲ ጌሩዎ ተዋሂበካኒ ሀሳብን ሻቅሎተ ከይፈተነኒ ዝተብሀለ ዛግራ ብሽሙ ዝተአለሽ እበዝህ ፀገሙ ብኢደይ ዘሎ ናይ እንቁባህሪ ዘብርህ ፅባይ ኩሉ ሰአሪ ሙነዬ አታ ሙነዬ ሙነዬ አታ ሰበዬ ሰበይ ሰበይ አብዝአልም ሰበይ አለኒ ንዘልአልም የለን የለን አብዝአለም ሰብከማኻ ንዘልአልም ሙነዬ አታ ሙነዬ ሙነዬ አታ ሰበዬ ሰበይ ሰበይ አብዝአልም ሰበይ አለኒ ንዘልአልም የለን የለን አብዝአለም ሰብከማኻ ንዘልአልም ሰበይ ሰበይ አብዝአልም ሰበይ አለኒ ንዘልአልም የለን የለን አብዝአለም ሰብከማኻ ንዘልአልም