Ariyam (Eritrean Music)

Ariyam (Eritrean Music)

Thomas Alazar

Длительность: 5:33
Год: 2015
Скачать MP3

Текст песни

ሓደ እዋን ከምዘዕለሉኒ ኣነ ሓደ ሓዋ
ከም ዘላትኒ ሓፍቲ
ሽማን ስእላን ጥራይ
ገዲፎሙለይ ሓሊፎም ስድራይ

ሓደ እዋን ከምዘዕለሉኒ ኣነ ሓደ ሓዋ
ከም ዘላትኒ ሓፍቲ
ሽማን ስእላን ጥራይ
ገዲፎሙለይ ሓሊፎም ስድራይ

እቲ ታሪኽ ሓፍቲ ኣላትካ ጥራይ'ዩ
ህላዊኣ ኣይዕለሉንን ስድራይ
ምስቲ ህጻን ምንባረይ
ቀስ ኢሉ'ዶ ይፈልጦ ዶ' ኾን ኢሎም
ሕጂ እንዶ'ሞ ስኢነ ጸግዒ
ሓግዘኒ በል ሓግዘኒ በል ኩልኻ ሰማዒ

እቲ ታሪኽ ሓፍቲ ኣላትካ ጥራይ'ዩ
ህላዊኣ ኣይዕለሉንን ስድራይ
ምስቲ ህጻን ምንባረይ
ቀስ ኢሉ'ዶ ይፈልጦ ዶ' ኾን ኢሎም
ሕጂ እንዶ'ሞ ስኢነ ጸግዒ
ሓግዘኒ በል ሓግዘኒ በል ኩልኻ ሰማዒ
ሓግዘኒ በል ሓግዘኒ በል ኩልኻ ሰማዒ
እዋ...

ምፍራይ ናይ የዒንታ ምሳይ ዘመሳስላ
ከደራይ ሕብሪ ትውንን ከምዚ ኣብ ስእላ ሎሚ እንተላ
ኣርያም ኣርያም ዝስማ ኣናድዩለይ ብህይወት እንተላ
ምሰርከበታ ዓለም ከይስእና
ወይ ኣነ ኸይቅድማ
ኣርያም ኣርያም ዝስማ ኣናድዩለይ ብህይወት እንተላ
ምሰርከበታ ዓለም ከይስእና
ወይ ኣነ ኸይቅድማ

ኢሂሂ
ኢሂሂ
ኢሂሂ
ኢሂሂ

ከም ዘዕለለትኒ ኣደ 'ደይ
እታ ድሒራ ዝናበየትኒ
ገዛና ኣርባዕተ ትንፋስ ሗቒፋ ምንባራ
ኣነ ሕሳስ ልደ ኣርያም ቦኽሪ ገዛ

ከም ዘዕለለትኒ ዓባየይ
እታ ድሒራ ዝናበየትኒ
ጎጆና ኣርባዕተ ትንፋስ ሗቒፋ ምንባራ
ኣነ ሕሳስ ልደ ኣርያም ቦኽሪ ገዛ

እቲ ታሪኽ ሓፍቲ ኣላትካ ጥራይ'ዩ
ህላዊኣ ኣይዕለሉንን ስድራይ
ምስቲ ህጻን ምንባረይ
ቀስ ኢሉ'ዶ ይፈልጦ ዶ' ኾን ኢሎም
ሕጂ እንዶ'ሞ ስኢነ ጸግዒ
ሓግዘኒ በል ሓግዘኒ በል ኩልኻ ሰማዒ
ሓግዘኒ በል ሓግዘኒ በል ኩልኻ ሰማዒ
እዋ...

ምፍራይ ናይ የዒንታ ምሳይ ዘመሳስላ
ከደራይ ሕብሪ ትውንን ከምዚ ኣብ ስእላ ሎሚ እንተላ
ኣርያም ኣርያም ዝስማ ኣናድዩለይ ብህይወት እንተላ
ምሰርከበታ ዓለም ከይስእና
ወይ ኣነ ኸይቅድማ
ኣርያም ኣርያም ዝስማ ኣናድዩለይ ብህይወት እንተላ
ምሰርከበታ ዓለም ከይስእና
ወይ ኣነ ኸይቅድማ
ኣርያም ኣርያም ዝስማ ኣናድዩለይ ብህይወት እንተላ
ምሰርከበታ ዓለም ከይስእና
ወይ ኣነ ኸይቅድማ
ኣርያም ኣርያም ዝስማ ኣናድዩለይ ብህይወት እንተላ
ምሰርከበታ ዓለም ከይስእና
ወይ ኣነ ኸይቅድማ
ኣርያም ኣርያም ዝስማ ኣናድዩለይ ብህይወት እንተላ
ምሰርከበታ ዓለም ከይስእና